https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14462
ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተ/ዉ/ማ ዝተፈላለዩ ናይ ስፖርተኛታት ዕጥቅን : መለዋወጢ ኣቅሑት ብሽክሌታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 5, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 12, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 12, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል/

1 ነዚ ዝምልክተ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ በዚ መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዝርከብ ህንፃ የኢትዩጰያ መድን ድርጅት ራብዓይ ደብሪ ዝርከብ ናይ ጉና ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝ/ ዉ/ማ ቢሮ ካብ ዕለት 5/9/2016 ዓም ክሳብ 10/9/2016 ዓም ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ትክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ዕለት 12/9/2016 ዓም ካብ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ንጉሆ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0911411198 / 0914748300