https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1444
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ሎትሓደ ወንበር ተምሃራይ ማለትዉን ኮምፖዉንድ ዴስክ ሎት ክልተ ዝተፈላለዩ ናይ ኣይቲን ኤለክትሮኒክስን አቀሑት ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 5, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
  2. መረዳእታ መቅረባይነት ዝሓዘን መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ከቅርብ ዝክእልን
  3. ተወሳኪ እሴት ዝተመዝገበ
  4. ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ምስአሰረ ንሎትሓዳ አብ 45 መዓልቲ ንሎት ክልተ ኣብ 45 መዓልቲ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ንብረት ዕቀባ ብናይ ቢሮ ትምህርቲ በዓል ሞያ አረጋጊፁ ዘረክብ ክከዉን አለዎ
  5. ተጫራታይ ዘይምለስ ንሎትሓደ 50 ቅርሺ ንሎት ክልተ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 21 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8:00 ብምዉሳድ ዋጋ ዝገልፅ ሰነድ ክሳብ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ 1ይ ደብሪ ፈፃሚ ዕደጋ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይከኣል
  6. እቲ ጨረታ 5 ሚያዝያ 2008 ዓም ሰዓት 8:45 ተዓሺጉÂ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ፈፃሚ ዕደጋ ይክፈት
  7. እቲ ቢሮ ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብ ቁፅርታት ስልኪ 0344403477 ወይድማ ብምድዋል ይኩን ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል