https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14436
ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መኾኒ ዘጣየ ብሪካ ዕፉን፣ ፍሩስካን ፍሩስኬሎን ኣወዳዲሩ ክገዝኡ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት መቐነባበሪ ቐለብ እንስሳት አታወት ዝኸዉን ስለዝደለየ ክትሤረቱ እትደልዩ ነጋዶ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 3, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጉንበት 3, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ምልክታ ጨረታ

ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መኾኒ ዘጣየ ብሪካ ዕፉን፣ ፍሩስካን ፍሩስኬሎን ኣወዳዲሩ ክገዝኡ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት መቐነባበሪ ቐለብ እንስሳት አታወት ዝኸዉን

ስለዝደለየ ክትሤረቱ እትደልዩ ነጋዶ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

ተ.ቱዓይነት እታወትመዐቀኒበዝሒ
1ዕፉንኩ/ል100
2ፍሩስካኩ/ል1000
3ፍሩስኬሎኩ/ል200

• ተጫራታይ ናይ 2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍ'ድ ዘለዎ

• ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ መዓልቲ ገዚኡ ከቕርብ ዝኽእል

• ናብ ትካልና ዝቐርብ እታወት ኣቀዲሙ ብሳምፕል መልክዕ ብምቅራብ ናይ ትካልና ናይ እታወት ፅሬት መዐቀኒ ካማልእ ዝኽእል

• ተወዳዳራይ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ  ሰነድ ጨረታ ብር 100 (ሓደ ምእቲ) ከፊሉ ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ኣድለይቲ ዶክሜንት ብምክታት ናብቲ ዝተዳለወ ሳዕን ፀረታ የእቱ 

• ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ገይሩ ፋብሪካና ኣብ ዝርከበሉ ቦታ ኸተማ መኾኒ ከቕርብ ዝኽእል 

• ዘቕረቦም እታወታት ኣቀዲሙ ሳምፕል ብዘርእዮ መዐቀኒ መሰረት ናይ ፅሬት ጉድለት ዘለዎ እንተቕሪቡ ብናይ ባዕሉ ወፃእታት ተመላሲ ይግበር።

• እዚ ምልክታ ካብ ዕለት 23/08/2016ዓ/ም ክሳዕ 03/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ሰዓት ይሀንሕ።

• ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 03/09/2016 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተጫረቲ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ሂወት ሕርሻ መካናዜሽን ከባቢ ዓዲ ሓቂ ጎኒ ሮማናት ክልኒክ ዘሎ ቤ/ዕሕፈትና ይኸፈት።

• ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ሕሉው እዩ።

ምስ ሰላምታ