https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14390
ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንቐለብ ከፍቲ ዝውዕል ፋጉለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 23, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቑፅሪ 4000/16

ዕለት 21-8-2016

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንቐለብ ከፍቲ ዝውዕል ፋጉለ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት

➢ ናይ ግብሪ መኸፈሊ መለለይ ቁፅሪ (TIN)መረዳእታ ከቅር ብ ዝኸእል

➢ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝኸእል

➢ ሕጋዊ ናይ ቅብሊት ደረሰሽኝ ከቅርብ ዝኸእል

➢ እዚ ፕሮፎርማ 23/08/2016 ዓ/ም ድ/ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ኣብ ማእኸልኢንቨስትመንትቃላሚኖ ይኸፈት

➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝኸእል

➢ ማእኸል ኢንቨስትመነት ቃላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

➢ እዚ ፕሮፎርማ ምስ ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእኸል ከም ውዕሊ የገልግል

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብ 0914755232 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል

ተ.ቁዓይነት ኣቅሓመፀቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ፋጉለኩል05ናይ ንሁግ

ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ