https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14361
ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓም ንምምህር ምስትምሃር ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እዉን ኤሌክትሮኒክስ : ፃዕዳ ቦርድን : ማርከር ፃዕዳ ቦርድን : ስቦንጅ ፍርንሽ : ኬሜካል ላብራቶሪ : ቀለማት ህንፃ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓድዋ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:150
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቫት / ተመዝገብትን : መቅረባይነት  ዘለኩም ተወዳደርቲ ንጨረታ ዘድልዩ መረዳእታት ኩሎም ብምሓዝ ክትጫረቱ እናዓደምና

2 እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 17/8/2016 ዓም ካብ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ክፍሊ ዕደጋ ሰነድ ጨረታ ብ 150 ዓዲግኩም ብምዉሳድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዕለት 30/8/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ አታዊ ክምትገብሩ እናፈለጥና

3 እቲ ጨረታ ኣብቲ ዕለት 17/8/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓን ትምህርትን ዓድዋ ዝተረክብሉ ይክፈት

4 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914113336 / 0914787924