https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1434
ቤት ፅሕፈት ልማዓት ከተማ ንግዲን ኢንዱስትሪን ጨንፈር መኾኒ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረት ብጨረታ አጫሪቲና ክንሕትም ስለዝደለና
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 20, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መኮኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ካብ ዕለት 20/07/2008 ዓም ክሳብ 30/07/2008 ዓ/ም ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ቁፅሪ

ዓይነት ንብረት

በዝሒ

ግራም

መጠን

ገፅ

ናይ ሐደ ፗድ ገፅ ቅጠል

በዝሒ ፗድ

በዝሒ ቅጠል

መግለፂ

1

ቦታ ግብሪ ካርኒ

150 ፓድ

-

22*16

3

Â

Â

Â

Â

2

ብክራይÂ ናይ ዝመሓደር ናይ ከተማ ቦታ ምስክር ወረቀት

2000

A4-180

30*22

1

Â

Â

Â

Â

3

መመዝገቢ ቅጥዒ

3000

A4-180

30*22

2

Â

Â

Â

Â

4

ብሊዝ ናይ ዝመሐደራ ናይ ከተማ ቦታ

1500

A4-180

30*22

1

Â

Â

Â

Â

5

Lap TOP CORE i3

2

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

Â

ስልኪ 0346640346