https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14313
ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ኣብ 2016 ዓም ካብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ዕዩ ዝዉገዱ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:Atsbi
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ዋና ምስ ቅዳሕ ንነብይኑ ዓሺጎም ኣብ ዝባኑ ዋና ቅዳሕ ተባሂሉ ክፃሓፈሉ አለዎ

2 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ሽም ፊርማ ማህተምን ክዓርፎ ይግባእ

3 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክክዉን አለዎ

4 መከበሪ ጨረታ ንኤሌክተሮኒክስን ሳይክልን 5000 ቅርሺ ንሃፂነ መፂን ካልኣት ዘገለገሉ ንብረታት 8000 ቅርሺ ብጥረ ገነዘብ ወይ ብስፒኦ ጥራሕ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 ተጫረቲ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ መፅዓንን መራገፍን ሰዓራይ ምካኑ ካብዝተፈለጡ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 10 መዐልቲ ንብረቶም ከልዕሉ ይግባእ

7 ዝተፈላለዩ ምክንያት ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ጨረታ ወፃኢ ገይሩ ዘተሓዝዎ ትሓጃ ናብ ካዝና መንግስቲ አታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከይሳተፉ ይእግድ

8 ተጫረቲ ኣብ ምክፋት ሳንዱቅ ጨረታ ኣይሳተፍን ምባል ኣፍቀድን ከመኡ ንዝበለ ዘትሓዞ ትሕጃ ኣይመለሰሉን

9 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሐዳርን ይከዉን

10 እቲ ጨረታ 18/8/2016 ዓም ሰዓት 5:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣበቲ ዐለት ሰዓት 5:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከለቶም ኣብ ዝተረከሉ ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914160670