https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14292
ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቴሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ግልጋሎት እንህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሲክታሪያትን ፕሪስ ሰክሪታሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ስራሕቲ ዕንፀይቲ ወይድማ ፈርነቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 18, 2016 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

1 ኣበዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ብዘፈረ ንግድኩም ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ምስክር መቅረባይነት ወይ እዉን ኣብ ከይዲ ፊደራል በዓል መዚ ዕደጋ ንብረትን ዘዳለወ መርበብ ሓበሬታ ዝተመዝገበን

2 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ወርሒ ወይድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ተመዝጋቢ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታካበ ዝወፀሉ ዕለት 9/8/2016 ዓም ክሳብ 18/8/2016 ዓም ሰዓተ 11፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘለዎ ስራሕ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ ከፍሊ 3-19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344406451