https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14223
ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ዛላምበሳ ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፡ፋፂን ኣብያተ ፅሕፈታት ዘፈራትን ን2016 በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ተጫረቲ ኣቅሑት ቢሮን: መሳርሒታት ፅሕፈትን : ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 16, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ዉሕስና መከበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 6000 ቅርሺ ፡ ናይ ቢሮ ኣቅሑት 6000 ቅርሺ፡  ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 16000

2 ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝገበረሉ ቦታ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 03 ልዕሊ ጣቢያ ፖሊስ ኮይኑንዓዲ ዓመተ ክርስቶስ ኮንደሚኒየም መእተዊ መንጊ ዝርከብ ህንፃ እነዳ ቀሺ አሰፋ ትኩእ ዝበሃለ ዝርከብ ምምሕደ ዛላምበሳ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ምምሕዳር ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምኮኑ ክፈልጡ ይግባእ

3 በዚ መሰረት ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 16/8/2016 ዓም ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝከፈተሉ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ በቲ ዕለት 16/8/2016 ዓም ሰዓት 5፡00 ኣብ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 03 ልዕሊ ጣቢያ ፖሊስ ኮይኑ ንዓዲ ዓመተ ክርስቶስ ኮንደሚኒየም መእተዊ መንጊ ዝርከብ ህንፃ እንዳ ቀሺ አሰፋ ትኩእ ዝረከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ዘላምበሳ እዩ

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንረተኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰዑ ዝተሐለወ እዩ

0910270081 0904307871