https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1422
ቢሮ ሲቪል ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 16, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:40
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 30, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ መፍለይ ቑፅሪ ዘለኩም ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም ዝተሐደሰ መረዳእታ ብቅዳሕ ክቕርብ ዝኽእል

2 መኽበሪ ጨረታ

  • ንፅሕፈት መሳርሒ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ )
  • ንዉፅኢታት ሕትመት ብር 2000 (ክልተ ሽሕ ) ብበንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዙ ዝኽእሉ

3 ዋጋ ሰነድ ጨረታ

  • ዋጋ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለስ ብር 40 ብምክፋል ክወስዱ ዝክእል
  • ሰነድ ካብ ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ :ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረት ቐዳማይ ደብሪ ቑፅሪ 1- ቢሮ ቁፅሪ 06 ካብ ዕለት 16/07/2008 ዓ/ም 30/07/2008 ዓ/ም አብ ዘሎ ጊዜ ምግዛእ ትኽእሉ

 4 ጨረታ ዝዕፀወሉን ዝኽፈተሉን ዕለት

  • ንዉፅኢት ሕትመት ዕለት 30/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት
  • ንፅሕፈት መሳርሒ ዕለት 30/02/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅየ በተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ይኽፈት

 5 ሰዓርቲ ዘሸነፍዎም ኣቑሑት ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቢሮና አታዊ ይገብሩ

 6 ቢሮና ካብ ዝዕድጎም ኣቑሑት ከም አድላይነቱ 20% ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ይኽእል እዩ

 7 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 8 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ ቑ 03 44 40 94 26 /03 44 40 24 31 ምሕታት ይካኣል እዩ

Â

Â