https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14208
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ቦሊደን ንክትዕድግ ስለዝደለየት::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ን2ይ ጊዜ ዝወፀ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ መኪና ባትሪ ቦሊደን ንክትዕድግ ስለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሱን::

2. ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

3. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ::

4. ተጫራቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 24/07/2016 ዓ/ም-27/07/2016 ዓ/ም::

5. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/07/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሰሊ ዕለት 27/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲን ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

6. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ::

7. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም

ተ.ቁዝርዝር መግለፂመዓቀኒበዝሒዝድለ ዓይነትናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ባትሪ ቦሊደንቁፅሪ02ቦሊደን


ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ