https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14205
ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ መሳርሕ ናይ ford መኪና ኣቁሑትን ኣዋዳዲሩ ከገዚእ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቁፅሪ ዕ/ፋ/ን/ም/ር/4896/16

ዕለት25/07/16ዓ/

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ህንፃ መሳርሕ ናይ ford መኪና ኣቁሑትን ኣዋዳዲሩ ከገዚእ ስለ ዝደለየ

ክትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

❖ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፍ (ከዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

➢ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ዓመታዊ ግብሪ ዝኸፈለ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝተሓደሰን ከቅርብ ዝኽእል፡፡

➢ ንግብረ ከፈልቲ ዝውሃብ መለለዪ ቁፅሪ /TIN/ ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፡፡

በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ መሊኡ ካብ ዕለት 25/07/16ዓ/ም ክሳብ ዕለት 27/07/16ዓ/ም

ናብ ዝተዳለወ ሳነዱቕ ፕሮፎርማ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ፡፡

➢ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 27/07/16ዓ/ም ስዓት 8፡ዐዐ ተዓፅዩ ስዓት 8፡30 ይኸፈት፡፡

➢ ፕሮፎርማ እንትኸፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል እንተተረኺቡ ይምረፅ፡፡

➢ እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55