https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14195
ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ኣብ ዉሽጢ ቀፅሪ ቤት ፅሕፈቱ ዝርከብ ካብ ግልጋሎቱ ዋፃኢ ዝኮነ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም ትቦ ሓፂን : ቆፅርቲ ማይ : ዝተፈላለዩ ቁራፅ ቁራፅ ሓፂነ መፂንን ብግልፂ ሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 25, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 9, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ትሕጃ መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ዝምለስ ብስም ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል

2 ተጫራታይ ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ግዜ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ሒሳብ ከፊሉ ንብረቱ ከልዕል ዝክእልን ኣብ ዝተጠቀሰ ግዜ እንተዘይኣልዒሉ ትሕጁ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ተገይሩ እቲ ንብረት ዳግም ናብ ጨረታ ክዉዕል ምካኑ ክፈልጥ አለዎ

3 ሓራጅ ግልፂ ጨረታ ካብ 23/7/2016 ዓም ክሳብ 9/8/2016 ዓም ኣብ አየር ዝፅንሕ ኮይኑ 9/8/2016 ዓም እቲ ጨረታ ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቐረብ መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ይክፈት ካብዚ ቅድም ክብል ዝተቀመጠ ሰዓት ንዝመፅእ ተሰታፋይ ግና ተቐባልነት ይብሉን

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0942271631 /0914787223