https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14158
አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ_ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ዝውዕል ዲቫይደርን ማእከላይ ማስታወሻ ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ምልክታ ፕሮፎርማ

አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ_ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ዝውዕል ዲቫይደርን ማእከላይ ማስታወሻ ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዓቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ዲቫይደርበዓል 3ተ ነካልቁፅሪ50
2ማእከላይ ማስታወሻቁፅሪ30
3ንኡሽተይ ማስታወሻቁፅሪ30

ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት

1.ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውንቲን(Tin Number) ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም።

2.ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም፡፡

3.ተወዳደርቲእቲንብረትቅድሚምምላኦም ኣብ ዝተባሃለ ግዜ ከቅርብ ከም ዝኽእል ክፈልጥ አለዎ።

5.ተወዳደርቲእትጫረትሉሰነድካብቢሮናብዝወሰድክምዎቅጥዒ መሊእኹም ክተቕርቡ ትክእሉ ኢኩም ።

6.ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/07/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/07/2016 ዓ/ም ሰዓት3:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።

7.እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 24/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ይኸፈት፡፡

8.አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀበልነት የብሉን።

9.አድራሻናአብ ጎኒእንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር3ይፎቅ እዩ

10.ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ።