https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14126
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ባትሪ ቦሊደን ንክትዕድግ ስለዝደለየት::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 23, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ባትሪ ቦሊደን ንክትዕድግ ስለዝደለየት::

ተጫረቲ ዘማልእዎ ረቋሓታት

1 ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሱን::

2 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

3 ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኾነ::

4 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 18/07/2016 ዓ/ም- 23/07/2016 ዓ/ም ይኸውን::

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 23/07/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4 ;00 ኾይኑ ዝክፈተሉ :: ብተመሳሳሊ ዕለት 23/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን::

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ::

7 እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ ኢኩም::

ቁ/ሪዝርዝር መግለፂበዝሒዝድለ ዓይነትናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ባትሪ ቦሊደን02በዓል 70 A