https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14116
ኣብ ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ዲስትሪክት መቐለ ናይ ዲስትሪቨዩሽን ትራንስፎርመራት መከፋፈሊ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ሰለዚ ሰነድ ጨረታ ካብ 18/7/2016 ዓም ክሳብ 2/8/2016 ዓም ኩሉ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከተማ መቀለ ከባቢ እንዳማሪያም ብጉሳ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ዲስትሪክት መቐለ ክፍሊ ቁፅሪ 20 ብኣካል ብምምፃእ ሰነድ ምወሳድ ትክእሉ

ግልጋሎት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዩጰያ ዲስትሪክት መቐለ