https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14115
አብ ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት አገልግሎት ንዝህቦም ኣብያተ ፅሕፈት ትካልን ካብኔን ሴክራታሪያትን አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 18, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግዲኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ : ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ መቅረባይነት  :  ወይ ኣበ ፌደራል በዓል መዚ መንግስታዊ ዕደጋን መረዳእታን ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ  : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ  ናይ ዝሐለፈ ሰለሰተ ወርሒ ወይ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ዘሎ ሐደ ወርሒ ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ  :  መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ 18/7/2016 ዓም ክሳብ 27/7/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ግዘ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ሰነድ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406451