https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/141
ኒዉ ሚሊንየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 22, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 5, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ፅገና/

ናይ ጨረታ ምልክታ

ኒዉ ሚሊንየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ

ሀ ዕድጊት ናይ ዋርድያ ፅሬትን ሹፌራትን ደምቢ ክዳንን ጫማን

ለ ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና

ሐ ዓመታዊ ናይ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ፅገና

መ ዓመታዊ ናይ ቢሮ ኣቁሑት ፅገና

ብጨረታ ከወዳድር ይደሊ አበቲ ጨረታ ክትሳተፍ እትድልዩ ተጫረቲ እዞም ዝስዕቡ መዐቀኒታት ብምምላእ ንክትጫረቱ ይዕድም::
1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝኽእል::

2 ናይ መቕረባይነት ሰርትፊኬት ዘቕርብ::

3 ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ካብ ጠቕላላ ዋጋ 5% ብ ከትሕዝ ዝኽእል::

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ሀ-ሐ ንዘለዉ ዘይምለስ ብር 30 ንፊደል መ ድመሰ ብር 20 ብምኽፋል ካብ ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይካአል::

5 እዚ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 21/ 01/ 07 ዓ/ም - 05/ 02/ 07 ዓ/ም ኮይኑ አብቲ ዕለት ንፊደል ሀ ዝተገለፀ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:20 ይከፈት ካብ ፊደል ለ ክሳብ መ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ 4:50 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::

6 ተጫረቲ ዋጋ እንተቕርቡ ናይ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኖም ናይ ቫት ዋጋ እዉን ሓዊሶም የቕርቡ::

7 አብ እዋን ጨረታ እሶም ብዘይምህላዎም እቲ ጨረታ ካብ ምኽፋት ዝኣግዶ ነገር የለን::

8 ተጫረታይ ምስዓሩ ምስተነገሮ አብ ዉሽጢ ሐደ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ::


ንዝበለፀ ሐበሬታ በቑ /ሰልኪ 0344410465 /406088 /406144 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::