https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14099
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ፈርኒቸርን : ኤሌክትሮኒክስንብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:ፍረወይኒ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘርፊ ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም  : መረዳእታ መቅረባየነት ዝሐዘን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎን   : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነ

2 ናይ ወርሒ ታሐሳስ 2016 ዓም ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

4 ጨረታ መከበሪ ን ፈረኒቸር 20000 / ዒስራ ሽሕ ብር/   :  ንናዉቲ ኤሌክትሮኒከስ 4000 /ኣርባዕተ ሽሕ ብር/ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ዕለት 27/7/2016 ዓም ቅ/ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 3:30 አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይንንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ንበረትን ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0932201817  / 0914035127