https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14087
ኮሌጅ ትምህርቲ መምሃራን ዓብይ ዓዲ ኣብ 2016 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር : ፕሮጀክተር : ፕሪንተር : ራየዘር : መራበሒ ፎቶ ኮፒ ማሽን : ናይ ላባራቶሪ ኣቀሑት : ከሚካልን ናይ ማይን : ኤሌክትሪክን ኣቅሑት : ናይ ሙዚቃ መሳርሒ : ናይ ግድግዳ ቀለም : ናይ ተምሃሮ ዓራትን ፍራሽን ካልኦትን ኣጫሪቱ ክዕድግ የደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

1 ስለዚ እዚ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩም : ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለኩም ነጋዶ ክትጫረቱ እናዓደመ ዝርዝር ሰነድ እቲ ጨረታ ካብ ኮሌጅና ጎጅለ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ሒሳብ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ብምዉሳድ እዚ ምልክታ ብሬዲዩ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 26/7/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ኣብ ዘሎ እዋን ኣብ ኮሌጅና ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከምእትክእሉ ንሕብር

2 እቲ ጨረታ ዕለት 26/7/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914754298  / 0914754215