https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14086
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ዝተፈላለዩ መሳርሕቲ ፅሕፈትን : ናይ ኣቅሑትጋራጅን ስቶክ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1በዚ መሰረት ክተቅርቡ እትደልዩ እትክእሉን መቅረብቲ/ ተጫረቲ  ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 13 መጋቢት 2016 ዓም ከሳብ 2 ሚያዝያ 2016 ዓም ላጪ ካብ ክፍሊ ዕደጋ ዋና ቤት ፅሕፈት  ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈልኩም ረቆሒ ጨረታን ዝርዝር ንብረት ዝሐዘ  ጨረታ ክትወስዱ የፍልጥ