https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14072
ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዘይጠቅሙን ሐደሽትን መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ከምእዉን መሳርሒ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ፀፀር ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ካልኦትኣድለይቲ መረዳእታት ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንብሰወከፈ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቀለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

3 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንት ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብፖስታ ሳንዱቅ ቁፅሪ 14 ምልኣክ ይክእሉ

5 ሰዓራይ ጨረታ ምስ ሰዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲታት ናብ ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

6 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ እንተይዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

7 እቲ ጨረታ መጋቢት 26/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

8 እቲ ጨረታ ኣብ ዝከፈተሉ ግዘ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

9 እቲ እንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344416727 /  0914734474