https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14062
ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 11, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መጋቢት 14, 2016 08:10 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቑፅሪ 3 ግዜ ዝወፅአ ፕሮፎርማ ምልክታ

ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፍርዲ ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕደግ ይደሊ ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተማልኡን ክትወዳደሩ ይዕድም

➢ ናይ ዘመነ ንግድ ፊቃድ ዘሐደሰ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝኽእል

➢ TIN NO ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ክተቅርቡ ዝኽእል

➢ መቅረባይነት ተመዝጋ ምኻኑ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ክተሓሐዝ ዝኽእል

➢ ምስ ኣሸነፍኩም ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእል

➢ ቫት ተመዝገብቲ እንተኾይንኩም ምስ ቫቱ ሓዊስኩም ክትመልኡ ኣለኩም

➢ ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 11/07/2016 ዓ.ም ክሳብ 14/07/2016 ዓ.ም ኣብ ናይ ስራሕ ስዓት ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ዝርዝር ዝሓዘ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክተእትው ትኽእሉ

➢ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 14/07/2016 ዓ.ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ

➢ እዚ ክንዲ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል

➢ ንዝበለፀ ሓበሬታ ስ/ቑ 0346640253/0912709775/

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለከዓበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
ብርሳብርሳ
1ፋይል ፎልደርዝኸእልብቁፅሪ1000