https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1405
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ሴክተር ኣብያተ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ኦፍላ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:20
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መጋቢት 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማሽነሪ ክራይ/

ሎትሓደ ናይ ዶዘር ክራይ

ሎት ክልተ ህንፃ መሳርሒ

ሎተ ሰለስተ መሳርሒ ፅሕፈት

ካብ ሎትሓደ ክሳብ ሎት ሰለስተ ዘለዉ በቢዘርፉ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ካብ ዘለዎም ኣቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእን ክካረይን ይደሊ

ስለዚ ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ብምምፃእ ንሕድሕድ ሎት ዘይምለስ 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 09 መጋቢት Â 2008 ዓም ክሳብ 27 መጋቢት 2008 ዓም ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 27 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 9፡00ተዓፅዮ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ 9፡ 30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ይክፈት

ተጫረቲ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቋሒ ኣብ መምርሒ ተጫረቲ ምርኣይ ይከኣል

ቤት ፅሕፈትና በቲ ዝወፀ ጨረታ ካልእ መማረፂ ተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345510044/ 0345510721 Â ደዊልካ ምሕታት ይከኣል