https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/14047
ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ መበል 49 ዙር መደበኛ ጨረታ ከም ዘዉፀአ ዝፈለጥ ኮይኑ ንመንበሪ 107 ንትካል 18 ብድምር 125 ቦታ ብመደበኛ ጨረታ ሊዝ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ካብ ዕለት 5/7/2016 ዓም ከሳብ 12 /7 / 2016 ዓም ንተጫረቲ ብጨረታ ክህብ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 12, 2016 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓ/ዓዲ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 12/7/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 13 /7/2016 ዓም ሰዓት 2:30 እዩ

2 ብተወሳኪ መበል 50 ፍሉይ ጨረታ ካብ ክልተ ኮኮብ ክሳብ ኣርባዕተ ኮኮብ በዝሒ ኣብርባዕተ ብፍሉይ ጨረታ ንተጫረቲ ካብ ዕለት 5/7/2016 ዓም ክሳብ 2 ሚያዝያ 2016 ዓም ብጨረታ ክህብ ይደሊ

3 ጨረታ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2/8/2016 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 3/8/2016 ዓም ሰዓት 2:30 እዩ

4 ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባኦም በቲ ዝተቀመጠ ረቆሒ መሰረት ይከዉን

5 ቤት ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር መሬትን ካዳስተርን ከተማ ዓብይ ዓዲ