https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1404
ካብዚ ስዒብና እንገልፆም ዘገልገለ አቁሑት አብ ምግዛእን አብ ምሻጥን ዝተዋፈሩ ወይድማ አብዚ ዝተወፈሩ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 23, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማታትን ዝተፈላለዩ ካልኦት ዘገልገሉ አቁሑታትን እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተካታታሊ 7 መዓልቲ ኣብ ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ብምምፃእ ኩሉ ግዘ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምርኣይ ይከኣል

ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 17 ክወስዱ ይክእሉ

ተጫረቲ ብጨረታ ንዘሰዓርዎ አቅሓ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ብምክፋል ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከልዕሉ ድማ ይግባእ

ተጫረቲ ናይ ዝጫረትዎ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም

እቲ ጨረታ ዕለት 23 መጋቢት 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡15 ይክፈት

እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ አማራፂ እንተረኪቡ ድማ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ም
ስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

0348409058 ደዊልካ ወይድማ ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል