https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13993
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ዲቫይደር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2016 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

                               Fixed Asset

No

Part Number

Description

Unit

Qty

U/price

Total Price

መብርሂ

01

ዲቫይደር

ቁፅሪ

03

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋን ምምሕዳርን ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 6/7/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ድሕሪ ሰዓት

3 ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ከቅርብ ግዴታ አላዎ :: ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይከኣለ ተወዳዳሪ ካበዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0344416727