https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13985
ኣብ ብዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ኮምፒተር ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዩ መሰረት ኣብ ታሐቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 5, 2016 04:01 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ተወዳድረቲ ምልክት ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 3/7/2016 ዓም ክሳብ 5/7/2016 ኣብ ዘሎ ሰዓት 4:00 ቀዳሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቅርቡ ንሕብር

2 ተወዳዳርቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ አታዊ ክትገብርሉና እናገለፅና አታዊ ዝከዉን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከዉን

3 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጉ ሰዓራይ ትካልን በዓል መዚ ልምዓት እቲት ከም ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4 ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዩና የምፅእ

5 ተወዳደርቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት መቅረባይ ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ንሕብር

6 ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 ዓደ ሓቂ ናይ ማሕበር  ጉድኣት  ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4/5 ጥቃ ደደቢት ስልኪ 0344 401875

ተቁ

ዝድለ ዓይነት ንብረት

መፍለይ

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ከምፒተር

ብሰፐስፊኬን መሰረት

ቁፅሪ

03