https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13983
ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ን 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሕትመትን :ናይ መኪና ሰርቪስ ስለዝደለየ ሕጋዊ ነጋዶ ክጫረቱ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:ኣክሱም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 13, 2016 04:45 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ መኪና ክራይ/

ስለዚ ካብ ዕለት 28/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 13/7/2016 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣብ ኮሌጅና ደጋፊ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ስራሕ ሰዓት ኮይኑ ንርከበሉ ቦታ ኣብክሱም ዩኒቨርስቲ ብሎክ 85

ንፅሕፈት መሳርሒ:  ንኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ንመኪና ሰርቪስ ዝተዳለወ ሰነድ ንሕድሕድ ዘይምለስ ብር 50

ንሕትመት ዝተዳለወ ሰነድ ዘይምለስ ብር 30 ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ሕድሕድ ሰነድ በብይኑ ምስ ደኩመኔንት ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከተእትዉ ትክእሉ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን ብክልቲኡ ገፅ ሐደ ኮፒ ተቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ዘለኩምን ሐደ ኮፒ ተቅርቡ

3 ተወሳኪ እሴታ ታክስ /ቫት/ ዝተመዝገብኩምን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ድክሊር ዝገበርኩምን ሐደ ኮፒ ተቅርቡ

4 ዘተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩመን ሐደ ኮፒ ተቅርቡ ኩሉ ተቅርብዎ መረዳእታ ብግልፂ ዝንበብ ክከዉን አለዎ

5ንፅሕፈት መሳርሒ :ንእሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ቫት ዝተመዝገብኩም ጥራሕ ትወዳደሩ

6 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለኩምን ሐደ ኮፒ ተቅርቡ ኩሉ ተቅርብዎ መረዳእታ ብግልፂ ዝንበብ ክከዉን አለዎ

7ሕትመት ቫት ዝተመዝገብክምን ዘይተመዝገብኩምን ክትወዳደሩ ትክእሉ

8 ንጨረታ መከበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ : ነኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ንሕድሕድ ብስፒኦ 5000 ንመኪና ሰርቪስ ብስፒኦ 3000 : ንሕትመት ብስፒኦ 2000 ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከተትሕዙ ትክእሉ

9 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 13/7/2016 ዓም ሰዓት 4:30 ንጉሆ

10 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ኣክሱም ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ኣክሱም ዩኒቨርስቲ ብሎክ 85

11 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/7/2016 ዓም ሰዓት 4:45 ንጉሆ በዓል እንተኮይኑ ንፅባሕቱ በቲ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያ ወኪላት ብዘይምርካቦም ስነ ስርዓት ምክፋት ጨረታ  ኣይተዓናቀፍን ከይተከፈተ ዝምለስ ሰነድ ጨረታ የለን

12 ካብቲ ንጨረታ ዝወፀ ንብረት 20 ሚእታዊ ክቅንስን ክዉስክን ከምዝክእል

13 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ን 20 መዓልቲ

14 ተጫረቲ ኣብ ናይ ጨረታ ደኩሜንቶም ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና እነተዘይሃልዎን ተቀባልነት ኣይህልዎን

15 ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብከኣካል ብምምፃአ ወይም ብስልኪ ቁፅሪ 0979416627 ወይም 0923454409 0914744370