https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13900
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይን መብራህትን ኣቅሑት ብጨረታ መሰረት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 15, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:ማይጨዉ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 29, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነ

4 ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::

5 ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆስፒታል መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ

6 2% ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 15/06/2016 ዓ/ም እስካብ 29/6/2016 ዓ/ም ይኸዉን::

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/6/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:00 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 29/6/2016 ዓ/ም ሰዓተ 4:30 ለምለም ካርል ሆስፒታል ይኸዉን::

9 ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::

10 ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::

11 እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይንበብን ንግዲ ፈቃድ: ቲን ናምበር እንተዘሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::

12 እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕላዉ እዩ::

መተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0935703350 ይደዉሉ: