https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13871
ንካልይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ መሬትን መኣድንን ክልል ትግራይ እዞም ትሕት ኢሎም ዝተዘርዘሩ ናይ ስፔር ፓርት / ዲኮር ኣቅሓ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ተቁ

ዓይነት ንብረት

ፓርት ናምበር

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ኮንፎርት ዳብል ማክ

ብእስፕስፊኬሽን መሰረት

ቁፅሪ

02

2

ዉልፊት ጨርቂ

ብእስፕስፊኬሽን መሰረት

ቁፅሪ

02

3

ዳሽ ቦርድ ቅብኣት

ብእስፕስፊኬሽን መሰረት

ቁፅሪ

04

4

ቨታ ሳዳች ተነፋሒ

ብእስፕስፊኬሽን መሰረት

ቁፅሪ

04

5

መረጋገፂ 3D

ብእስፕስፊኬሽን መሰረት

ቁፅሪ

02

6

መሪ ከቨር TDR

ብእስፕስፊኬሽን መሰረት

ቁፅሪ

02

7

ምንፃፍ ታፒሰሪ ሌዘር

ብእስፕስፊኬሽን መሰረት

ሜትሮ

8

8

አስቲኬር

ብእስፕስፊኬሽን መሰረት

ጥቅል

03

ኣብ አየር ዝፅነሕሉ መዓልቲ ካብ 12/6/2016 ዓም ክሳብ 14/6/2016 ዓም