https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13863
ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ሽረ ኣክሱም ዓብይ ዓዲን ካልኦት ከተማታትን የሳልጦ ኣብ ዘሎ ናይ ልምዓት ስራሕቲ ክሰራሐ ዝክእላ ሰለስተ ኤክስካቫተር : ሽድሽተ ሎደር : ሓምሳ ሰለስተን ገልባጭ መኪና ማለት እዉን ዳምፕ ትራክ : ሓሙሽተ ናይ ማይ ቦቲ ማለት እዉን ዋተር ትራክ ተካሪዩ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 12, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

1 እዚ ዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ መፂእኩም ፃዉዒትና እናቅረብና ኣብ ነብሰ ወከፍ ወርሒ ዝተሰርሐ ስራሕ ኣብ ዉሽጢ 15 / ዓሰርተ ሓሙሽተ / ዝክፈል ምኮኑ ክነፍልጠኩም ንፈቱ  -     ክማለአ ዝግብእ ረቆሒ

 1 ናይ ባዕል ዋንነት ደብተር ማለተ እዉን ሊቭሬ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደሰ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ቁፅሪ ሰርተፈኬት ከቅርብ ዝክእል

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408700