https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13854
ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ከተማ ዓዲጉዶም ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:-
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:-
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 በቲ ዘርፊ ናይቲ ዘመን ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎምን መረዳአታ ዘቅርቡ

2 ኣብ ቤት ዕዩ ትልምን ፋይናንስ  ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናየቲ ዘመን ዘሐደሱን መረደእታ ዘቅርቡ

3 ምፍለይ ቁፅሪ ቲን ዘቅርቡ

4 ተወዳድርቲ መረዳእታኩም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩምኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓ/ጎዶም ዕደጋ ፋየናንስን ንብረት ምምሕዳርን ክተቅርቡ ንዕድም

5 ዝልእኩዎ ደኩመንት ብንፁር ብዝረአየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ከተታሓሕዙ ዘለኩም ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝከዉን ነፍልጥ

6 ተጫረቲ ንዝተደለወ ፕሮፎርማ ሰነድ ብነፃ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ካብ ዕለት 8/6/2016 ዓም ክሳብ 12/6/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት በኣካል ብምቅራብ ምዉሳድ ይክእሉ

7 ዝቀርብ ደኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ተገይሩ ከተሓሓዝ አለዎ ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድረ ወፃኢ ከምዝከዉን ነፍልጥ

ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎርማ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናየ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

እቲ ትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ጊዜ እንተንኣሰ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተከፈተሉ ን7ተ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0934824000 /0914701770  / 0919060170

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዓቀኒ

መግለፂ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

መብርሂ

1

ማልያ

ቁፅሪ

1ይ ደረጃ

44

ኩለ ብሳምፕል መሰረት

2

ካሳቴን

ቁፅሪ

1ይ ደረጃ

50

3

ማጋጫ

ቁፅሪ

1ይ ደረጃ

25

4

ጋንቲ

ቁፅሪ

1ይ ደረጃ

03

5

ቱታ

ቁፅሪ

1ይ ደረጃ

01

6

ማልያ ናይ በረኛ

ቁፅሪ

1ይ ደረጃ

6