https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13777
ብሩህ ተስፋ ናይ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ናይ HDPE ጥረ ኣቅሓ PE 100 ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ በቲ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ ረቆሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትሳተፉ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 16, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም የካቲት 16, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ሕርሻ መሺነሪ/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

S/N

Polymer Name

UM

Qty

1

HDPE( High Density polyethylene) Black pipe Grade resin PE 100

KG

196,000

1 ተወዳደርቲ ሕጋዊ ዝኮነ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ንግዲ ፍቃድን ናይ ግብሪ ከፋላይ ሰርተፊኬት ቲን ከቅርቡ ዝክእል

2 ተጫረትቲ ንጨረታ መከበሪ /bid bond guarantee) ናይ ጠቅላላ ዋጋ ዘእተዉዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ቼክ ከትሕዝ አለዎ

3 ሰዓራይ ተጫረቲ ዉዕሊ እንትእሰር ናይ ኣፈፃፅማ ዉሕስና ( performance guarantee) ጠቅላላ ናይ ዝሰዓሮ 10% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ቼክ ከትሕዝ አለዎ

4 ተጫረቲ እቲ ተቅርብዎ ናይ HDPE ጥረ ኣቅሓ ብራድ /ንፁር/ ክግለፁ አለዎም

5 ናይ ጨረታ ሰነድ መዐደጊ ብር 300 ዘይምለስ ብምክፋል ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ካብ ንጉሆ 2:30 ክሳብ ድሐሪ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ እዋን ካብ ዕለት 27/5/2016 ዓም ጀሚሩ ናብ ትካልና መምርሒ ፋይናንስ ብምምፃእ ምዕዳግ ይከኣል

6 ተጫረትቲ ዝወዳደርሉ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 27/5/2016 ዓም ከሳብ 16/06/2016 ዓም ንጉሆ ሰዓት 4:00 ኣብ ናይ ሰራሕ ሰዓት ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ከተእትዉ ትክእሉ

7 ጨረታ ዝከፈተሉ ዝዕፀወሉን ዕለት 16/06/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00  ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት4:30 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታት 0914 729076 / 0914727902