https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13775
ላጪ ጥዕና ጣቢያ ንዘለዎ ናይ ፅሬት መሳርሒ ፀገም ንምፍታሕ ኦም ካብ ዘለዉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይዲ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2016 02:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/

ተቁ

ናይ ንብረት ዓይነት

ዝርዝርመግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ግምእታዊ ዋጋ

ጠቅላለ ዋጋ

1

ኦሞ በዓል 200ግ

ብሳንፕል

በቁፅሪ

100

2

ፎጣ

20 x20 cm

በቁፅሪ

20

3

ባትሪ ናይ ቢፒ አፓራቶስ

ኣልካላይን ወይ ተመሳሳሊ

ብፅምዲ

100

4

ባትሪ ናይ ቢፒ አፓራቶስ

ባሳምፕል

ብፅምዲ

10

5

ኤር ፍረሽ

ቀዳማይ ደራጃ

በቁፅሪ

10

6

ባራኪና

በዓል 800 ሲሲ

በቁፅሪ

200

7

ሳሙና ናይ ነብሲ ላይፍ ቦይ

በዓል 70 ግ

በቁፅሪ

50

8

ጎንቲ ናይ ኦድ ፀሊም

ንፅሬት መሳርሒ ብፅምዲ ፕላስቲክ

ብቁፅሪ

50

9

ክርቢት

10 ዝሕዝ

ብፓኬት

10

10

መስተዋት መሕፀቢ

ስፕራይ

ብቁፅሪ

6

11

እስኮፓ መኮስተርባለዲ

ናይ ወፃኢ

ብቁፅሪ

20

12

ባልዲ

በዓል 20 ለጎማ ቀይሕ ሕብሪ

ብቁፅሪ

5

1 በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ናይቲ ድርጅት ሕጋዊ ማሕተምን ፌርማን ከገብረሉ ይግባእ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ 27/5/2016 ዓም ክሳብ 29/5/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ አየር ፀኒሑ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/5/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ከይኑ ዝክፈተሉ  ዕለት 30/5/2016 ዓም 2:30 ቤት ፅሕፈት ፈለግ ዳዕሮ ( ላጪ ጥዕና ጣብያ ) ይከዉን

3 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግልን የገድድን

4 ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ  ዕለት ጀሚሩ ፅሬቱ ዝሐለወ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 15ተ ናይ ስራሕ መዓለቲ ዘረክብ እቲ ንብረት ብትክክል ምእታዉ ምስ ተረገሰገፀ ቤት ፅሕፈትና ኣብ ዉሽጢ 5ተ  መዓልቲ ክፍሊት ይፍፅም

5 ክትወዳደሩ ትደልዩ ተወዳደርቲ ናይ ተመዝገብቲ ክትኮኑ ይግባእ

6 እቲ ፕሮፎርማ ኣድላይ ኮይኑ ተዘይ ተረኪቡ ቤት ፅሕፈትና ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ይህልዎ