https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13764
እኖታት ንእኖታት ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣብ ሓሙሽተ ጣብያታት ማለት እዉን ኣብ መቻረ: ካራ :ቤሩ: ወረ ባዩ ከምእዉን ኩኩፍቶ ዝርከብ 210 መራሕቲ ስድራ ነንሕድሕዱ ከባቢ 15 ንመፍረ ዝኮና ሃፍቲ እንስሳ ማለት እዉን ደርሆ ገዚኡ ሐገዘ ክገብር ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ/ ዓዉድ ስራሕ ዝተመስከረሉም ነጋዶ መቅረብቲ ክትጫረቱ እትደልዩ በቶም ኣብ ታሕቲ ዘተርዚሮም ዘለዉ ረቆሒታት ብምምላእ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:141,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 10:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ናምበር ናይ ቫት ሰርተፈኬትን ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል

2 ብፅሬትን ብግዜን ከቅርብ ዝክእል ማለት እዉን ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ኣብ ዉሽጢ ሸሞንተ መዓልቲታት ከቅርብ ዝክእል

3 ተጫራታይ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣታዊ ክገብር አለዎ

4 ሕጋዊ ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

5 ጨረታ ዝዉደአሉ ዕለት 29/5/2016 ዓም ልክዕ 10:00 ሰዓት

6 ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወስደሉን አታዊ ዝገብርሉን ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ትካል እኖታት ንእኖታት መቀለ ይከዉን

7 ኣብ ሓሙሽቲኡ ጣብያ ንምብፃሕ ናይ መጎዓዝያ ግልጋሎት ባዕሉ ይከዉን ኣብ መጎዕዓዝ እዋን ዘጋጥሙ ናይ ምጉዳል ወይም ምፍሳስ ባዕሉ ተሓታቲ ይከዉን ወይድማ ይትክእ

8 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብምዕዳግ ስፒኦ ብር 141,000.00 / ሸደ ሚኢቲ  ኣርባዕን ሐደን ሽሕ / ከትሕዝ ዝክእል

ተጫርቲ በቲ ትሕት ኢሉ ዘሎ ሰንጠረዥ ብዝኮነ ፅሑፍ መሊኦም በቶም ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ ሰነዳት ኮፒ ብምግባር መሊኦም ኣታዊ ክገብሩ አለዎም

ተቁ

ዝርዝር

መዓቀኒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

ደርሆ(SASO Dual purpose) ናይ ሰለስተ ወርሒ ዕድመ ዝገበራ

ኩንታል

3150

ናይ ጨረታ ሰነድ 29/5/2016 ዓም ክሳብ 10:30 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

ትካልና እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ