https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13755
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ንመስተይ ተክሊ ማይ ቦቲ ምሕደረ ሓምለዋይ ልምዓት ማለት እዉን ግሪነሪ ማናጅመንት ኣቅሑት : መኪናን: መጋረጃን ን2016 ዓም በጅት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ጥሪ 29, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መጋረጃን ምንፃፍን/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

1 ናይ ዘበኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝሐተደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ኣብ ተወሳኪ አሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩምን ናይ ዝሐለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ሒሳብ ዝከፈልክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ረቆሒ ካብ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ፋይናንስን ንበረት ካብ 21/5/2016 ዓም ሰነድ ጨረታ ንተክሊ ማይ መስቲ ትቦን መገራጃን 500:  ንግሪነሪ ማናጅመንትን መኪናን ድማ 1000 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ትክእሉ ኢኩም

3 መከበሪ ጨረታ ንግሪነሪ ማናጅመንትን ንኣቅሑት መኪናን 30000 / ሰላሳ ሽሕ ቅርሺ / : ንተክሊ ማይ መስተይ ቦቲ መጋረጃን ድማ 15000 / ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / ክተቅርቡ አለኩም

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 29/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድም ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ዝተዓሸገ ፖስታ ክተቅርቡ አለኵም

6 ንምሕዳረ ሓምለዋይ ልምዓት ማለት እዉን ግሪነሪ ማናጅመንት ዝወዳደሩ ኣካላት እቲ ሰነድ ፋይናንሻል ቴክነካልን ሐደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን ነንበይኖም ተዓሺጕም ክቀረቡ አለዎም

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ መስራዝ መሰሉ ዝተሐወ እዩ

ኣድራሻ ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቀለ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን

0914747482 / 0914414232 / 0914767875

8 ምዕፀዉን መክፈትን ጨረታ በዓል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል መዓልቲ ስራሕ ይክፈት