https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13721
በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2016 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 4, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይዚ ዘበ ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ዝሐደሱን ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ መለለይ ቁፅሪ ከፈላይነት ግብሪ ዘለዎም ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ

2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 መክበሪ ጨረታ 5000 / ሓሙሽተ ሽሕ/ ቅርሺ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 4 ን 5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ  ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 20/5/2016 ዓም ከሳብ 4/6/2016 ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ

5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/6/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት

6  እቲ በዓል መዚ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ተጫረቲ ሕድሕድ ዝምላ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝሐወሰ ክክዉን አለዎ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344401875

ኣደራሻና ዓዲሓቂ ህንፃ ማሕበር ጉዳእተ ኩናት ሳልሳይ ደብሪ ክፍል ቁፅሪ 4ን5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ