https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13716
ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓተ ሓዲሽ ፀፀር መንገዲ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 01 ካብ ሓፁር ሪፊራል ሆስፒታል ክሳብ ሃይላይ ወለንኪኤል ብደቀቅቲ አናእሸተይ ትካላት ማለት እዉን ሽርክና ማህበራት ብደረጃ 8 ኣናእሸተይ RC ወይድማ GC ኮንትራክተራት ብናይ UIDP በጀት አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

1 በዚ መሰረት ሕጋዊ ናይ ጨረታ ግቡእ ዛማላእኩም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 15 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 2:30 ጀሚሩ ክሳብ 5 ለካቲት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ቢሮ ቁፅሪ 14 ዘይምለስ 300 ቅርሺ እናከፈለኩም ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም

2 ሳንዱቅ ጨረታ 6 ላከቲት 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ይክፈት

3 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት