https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13630
ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃንፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ስተ ማይ ካብ ማይን ፈሳስን ካብ ኩሓ ኩብ 15 ሜትር ኪቡ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2016 ዓም ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዓም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/
ተቁዓይነት ንብረት ወይ ግልጋሎትመለክዒናይ ሐደ ሜትር ኪቡ ክራይ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
1ናይ ማይ ዋጋ ብመስራ ቤት ዝክፈል ካብ 15 ሜትር ኪቡ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ዝስተ ፅሩይ ማይ ካብ ማይንፈሳስን / ካብ ኩሓ ንምቅራብ ክራይሜትር ኪቡ

1 በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን መቅረባይነት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምኡ ድማ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ጨረታ ድሕሪ ምክፋቱ ን 10 ፀኒዑ ይፅንሕ

3 ናይ ማይቐረብ ዝምልክተ ናይ ማይ ዋጋ ዝከፈል ብማራ ቤት ኮይኑ ዝቀርበሉ ቦታ ድማ ካብ ማይንፈሳስን ካብ ኩሐ ብፅሩይ ዝስተ ማይ ጥራሕ ይከዉን ስለዚ እቲ ዉድድር ኣብ መኪና ጥራሕ ምካኑ ተረዲእኩም ክትወዳደሩ ይግባእ ብተመሳሳሊ እቲ ዝዉሃብ ግልጋሎት ቀረብ ፅሩይ ማይ ክሳብ ሰነ 30/10 /2016 ዓም ንሐደ ዓመት ዉዐሊ ዝአስር እንትከዉን ማይ ቡንባ ኣብ መስራ ቤት ኣብ ዘቃረፀትሉ ግዘ ጥራሕ እቲ ግልጋሎት ዝዉሃበ ኮይኑ ሰዓሪ ትካል ንዝሃቦ ግልጋሎት ዝከፈሎ ብር ልዕሊ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2 ሚእታዊ ይከፈል ኣብዚ ፅሬቱ ዘይሐለወ ማይ እንተመፂኡ ተቐባልነት ከምዘይብሉን ፅሬት ዘይብሉ ማይ ኣምፂኡ ኣብ ተሃንፀቲ ናይ ጥዕና ፀገም ዘምፅእ ብሕጊ ዝጥየቅ ምካኑ ክፈለጥ አለዎ

4 ተወዳደርቲ እቲ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ሐደ ሜትር ኩብ ዋጋ ናይ መጋዓዒዚ መኪና ጥራሕ ኮይኑ ምስቫቱ ተመሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ኩሉ ገፅ ማሕተም ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርብ አለዎ

5 ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 3/5/2016 ዓም ክሳብ 20/5/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ዘይምለስ 50 ብር እናከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ ወ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ን ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን አብዘይ ተረከበሉ ይክፈት

6 ተወዳደርቲ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 3000 ብር ንምከበሪ ዉዐሊ ድማ ሰዓሪ ኮይኖም ምስተነገሮም ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ካብ ኣብ ዓመት ዝክፈሎም ግምት ዋጋ ተሓሲቡ ብጥር ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

7 መስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 / 0914120805 ምሕታት ይከኣል