https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13626
ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ኣብ ዓመት 2016ዓ\ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለትሮኒክስ ኣቑሑት፣ፈርኒቸር ናይ ቢሮ ኣቑሑትን ሕትመትን ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ካብ ቤት ፅሕፈትና ሰነድ ጨረታ ወሲድኩምን እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ብምምላእ ክትጫረቱ ከም እትክእሉ ክነፍልጥ ንፈቱ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2016 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/


1. ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ኣብ ጨረታ ዝክፈተሉ ኮፒ ዘቅርብ

2. ሰነድ መዐደጊ ዘይምለስ 50 ብር ዝኸፍል።

3. ሰነድ ዝሽየጠሉ ዕለት ምልክታ ካብ ዕለት 02/05/2016ዓ\ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለትሪ 16/05/2016 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 መዓልትታት ይከዉን።

4. ጨረታ ሰነድ መረከቢ ግዜ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ኣብ 15 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኮይኑ ዝዕፀወሉ ድማ ዕለት 16/05/2016 ዓ/ም ስዓት 8፡ ዐዐ እዩ።

5. ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት እዚ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣብ 15 መዓልቲ ተጫራታይ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ዕለት 16/05/2016 ዓ\ም ስዓት 8፡30 ይከውን።

6. ጨረታ መክበሪ ብሲፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጭረታ ምክፋቱ 5000 (ሓሙሽተ ሽሕ) ዘትሕዝ።

7. ኣብ ጨረታ ሰነድ ናይ ተጫረቲ ንፁር ዝኮነ ስም፣ፌርማን ሕጋዊ ማህተም ኣብ ሕድ ሕድ ገፅ ጨረታ ክግበሮ ኣለዎ፡፡

8. ሰዓራይ ምስተፈለየ ናይ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% ውዕሊ መክበሪ ብስፒኦ/ጥሬ ገንዘብ ዘትሕዝ።

9. ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ደብዳቤ ካብ ዝፈለጠሉ (ዝተፅሓፈሉ) ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 10ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት ናብ ወረዳ ፃዕዳ እምባ ቤት ፍርዲ ኣታዊ ይገብር አታዊ እንተዘይገይሩ ዘትሓዞ ዉዕሊ መክበሪ ብር ተወሪሱ ብሕጊ ይሕተት፡፡

10. ኣብዚ ጨረታ ዝኮነ ተጨራታይ ኮነ ኢሉ ነቲ ጨረታ ዘዛብዕ ወይ ክዓ ከብዕ ዝክር ዘትሕዞ መክበሪ ጨረታ ተወሪሱ ብመምርሒ ዕደጋ ብሄ/ክ/መ/ት ቀፅሪ 255/2007 ብዝእዝዞ መሰረት ናብ ሕጊ ቀሪቡ ተሓታታይ

መተሓሳሰቢ፦

ዝርዝር ናይ ጨረታ መምርሒ ምስ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝሽየጥ ምዃኑ ንሕብር ።

0914403499