https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13623
ፋብሪካ ስሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ ናይ ስራሕ ደሕንነት ናዉቲ ማለት እዉን ሴፍቲ ማተሪያል አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብቲ ሞያ ዝተዋፈርኩም ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 21, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 21, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

1 ናይ 2015 ዓም/2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

 2 ናይ ጨረታ መከበሪ ዉሕስና ቅድም ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ኣብ ሒሳብ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ጨረታ ብስምሺ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 21/5/2016 ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ 21/5/2016 ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝለዉሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 4:15 ሰዓት ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

7 ፋበሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342410085 / 0344405806