https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13622
ኣብ ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዝደንት ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣገልግሎት ዝረክቡ ኣብያተ ፅሕፈት ካብኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ አቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ማለት እዉን ኮምፒተር: ላፕቶፕ : ፕሪንተርን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2016 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 በዚ መሰረት አብዚ ክትወዳደሪ እትደልዩ ነጋዶ ብመሰረት ዘፈር ንግድኩም ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም : መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ክተቅርቡ እትክእሉ : ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ምኮንኩም መረዳእታ ዘለኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሰብ 9/5/2016 ዓም ሰዓት 11:30 አብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ሰነድ ኤሌክትሮኒክስ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ንዕድም

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344406451