https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13617
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ላፕቶፕ መትሓዚ ዘገልግል ቦርሳ ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደቁ 209173 ቐ/መ/ማይ ዕለት 18/4/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 4, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥሪ 4, 2016 10:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

 1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክእል ዘይተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ዘቅረበ ተወዳደሪ ተቐባለነት  የብሉን / ካብ ዉድድር ወፃኢ / ይግበር

2 ግብሪ ከፋሊ /ቲን/ ንምካኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝክእል

3 ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባለነት የብሉን

4 እቲ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዐቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

መብርሂ

1

ናይ ላፕቶፕ ቦርሳ ብሳምፕል መሰረት

Pcs

3

NB ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘየቅረብ ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝግበር ምካኑ ንሕብር

ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዘ ካብ ዕለት 2/5/2016 ዓም ክሳብ 4/5/2016 ዓም

ኣድራሻ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ 03 ቐበሌ ስቁ 0344407335