https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13596
ኢንተርፕራዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዘካይዶ ህንፀት መንገድን ፅገናን መንገዲን አገልግሎት ዝዉዕሉ ማሽናት ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክካራይን ከምእዉን ዘይጥቀመሉ ሐደሽቲ መለዋወጢ ኣቅሑት መሳርሒ ህንፀት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ማተሪያላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥን ስለዝደሊ ዝስዕብ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 27, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:300
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ኣግባብነት ዝለወ ዝተሐደ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2 ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ክፍሊ ዕድጋን ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ

3 ሰዓራይ ጨረታ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይ ኣን ኮንድሽናል ወሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

4 ሰዓራይ ጨረታ ዝኮነ ተወዳዳራይ ምስዓሩ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘሎ 5 መዓልቲ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

5 ዉዕሊ እንትዘይኣሲሩ ነቲ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ብሙሉእ ተወሪሱ ካብ ጨረታ ይስረዝ

6 ጨረታ 13 ጥሪ 2016 ዓም ንጎሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

7 ኣብ ምክፋት ጨረታ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ

8 እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0344416727  0914734474