https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13552
ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ (Printer) ንክትዕድግ ስለዝደለየት::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 25, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ተጫረቲ ዘማልእዎ ረቋሓታት

1. ናይ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2016 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሱን::

2. ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ናይ ወረቀት CPO ከትሕዝ ዝክእል::

3. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኾነ::

4. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዋጋ ብር 30 ቅርሺ (ሰላሳ ቅርሺ)

5. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 17/04/2016ዓ/ም-25/04/2016 ዓ/ም ይኸውን::

6. ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 25/04/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4 ;00 ኾይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 25/04/2016 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይኸውን:: 

7. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ::

8. VAI ተመዝገብቲ ዝኾኑ ::