https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13546
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንዓብያተ ዕዩ ወረዳና አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን: ናይ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ራያ አላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 3, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1. ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ከፋላይ ቀፅሪ ግብሪ መቅረባይነት ተመዝገቢ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝኮነ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

2. ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 19 ታሕሳስ 2016 ዓም ጀሚሩ ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ክሳብ 2 ጥሪ 2016 ዓም ምግዛእ ይክእሉ

3. ጨረታ ዝክፈተሉ ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ 3 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ልክዕ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከፈት

4. ናይ ጨረታ መክብሪ ነንሕድሕዶም ሰነድ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘበ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

5. ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ናይዝሰዓሮ ኣቀሑት ጠቅላላ ድምር ዋጋ 10 ሚእታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣስሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ከምፅእ ዝክእል

6.. ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ዝኮነ ተጫራታይ እቲ ዝቀረብ ሰነድ ብዝተዓሸገ ፖስታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ከቅርብ ይግባእ

8. ዝኮነ ተጫራታይ ጥርዐን እንተሃልዩዎ ብፅሑፍ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ናብ ሓላፊ ከቅርብ ይግባእ

ንተወሰኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 014786094 / 0920479117