https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13535
ኣካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ኣቅሑት ብ ፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍዕም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2016 10:15 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣካዳሚ አመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ኣቅሑት ብ ፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍዕም ይደሊ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነት ዘለኩም መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ተጫረቲ ኣካዳሚ ብዘቀመጠ ዝርዝር መግለፂ መሰረት ናይ ሐደ ዋጋ መግለፂእኩም ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ካብ ዕለት 16 እስካብ 18/4/2016 ዓም 2ይ ፎቅ ዳ/ዕ/ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 209 ክሳብ ሰዓት 10:00 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ኣከዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

3 እቲ ፕ/ጨረታ ዕለት 18/4/2016 ዓም ድሕሪ ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት 10:15  ኣካዳሚ 2ይ ፎቅ ዳ/ዕ/ፋይ ቁፅሪ 209 ይክፈት

4 ኣድራሻ ከተማ መቐለ ቀበሌ 15 ኮሚሽን ፖሊስ ወይድማ ጎኒ ቢሮ ማሕበራዊ ደቂ ኣንስተዩ ብተለምዶ መርከብ ዝብሃል ህንፃ ዝርከብ ንተወሳኪ ሐበሬታ ቁፅሪ 0914169568 / 0939653582

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

1

Pointer pen ኦርጅናል

Pointer pen wireless presenter with red laser pointer

Function: laser pointer page  up & down

control distance : 100 meter

battery : 1pc

ብቁፅሪ

4

2

Battery for Toshiba laptop C66 –A272 ኦርጅናል

Battery for toshiba satellite

Laptop C55 – C1982

ብቁፅሪ

2

3

Fantom to VGA converter  ኦርጅናል

Fantomto VGA converter

ብቁፅሪ

1

4

Charger for toshiba

Input voltage 100- 240 v current 1.7 A

Out put : voltage 19V, current 3.42A cgharger

Type : UK 2 pin

ብቁፅሪ

3

5

Internal keyboard for Toshiba satellite laptop ኦርጅናል

Internal Keyboard for Toshiba satellite C55 –C1996 laptop

ብቁፅሪ

1