https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1353
ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ንናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤች ድፒ ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ፡ብረት ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 5, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ዓዲግራት
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 22, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ስለዚ ሕጋዉያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 1/ 07 /2008 ክሳብ 22/07 /2008 ዓም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22 /07/ 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ Â ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 451566 ወይ 03 44 450106 ምሕታት ይከኣል

Â