https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/13454
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕደር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዚደንት ዳይሬክትሮት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀት ሕዉየት ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕለ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ቴሌቪዥን ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድገ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 9, 2016 11:31 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብዚ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ቲን ናምበር ኣብ ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ክሳብ ዕለት 9 /4/2016 ዓም ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቲሬት ዕዳጋ ፋይናንስን ንበረት ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ብኣካል ብምምፃእ ብነፃ ብምዉሳስ ክትጫረቱ ንዕድም

ንፍሉይ ሐበሬታ

0914732577 / 0914706215